1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ቫት ዲክሪለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሪ ኣቅሑት የቅርብ
7 ናይ ጨረታ መከበሪ ንመዲካል መሳርሒታት 30000 ቅርሺ : ንሶላር መብራህቲ 20000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ካብ ዕለት 30/1/2018 ዓም ክሳብ 14/2/2018 ዓም ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 30/1/2018 ዓም ክሳብ 14/2/2018 ዓም ኮይኑ ልክዕ 14/2/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ባዮ ሚዲካል ዲፓርትመንት ይክፈት
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914200772 0930629035