ሆስፒታለ ሱሑል

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ቲን ናምበርን ዘለዎ

2 ናይ ተወሳሰኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ናይ 2017 ዓም ዲክለሪሽን ሪፖርት ዘቅርብ

3 ናይ ዋጋ መምሊኢ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ፓራፍ ዘይብሉ ኣብ ዉድድር ዉድቂ ይከዉን

4 አብ ነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ፖስታ ማህተም ዘይብሉ ዉድድር ዉድቂ ይከዉን

5 ኣብ ዝወዳደሩ ሕድሕድ ዘፈር ጨረታ መከበሪ ብስፒኦ ጥራሕ ብሽም ሆስፒታል ስሑል ኣብ ሕጋዊ ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ቢሮ ቁፅሪ 34 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 20/1/2018 ዓም ክሳብ 5/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ሰዓት ስራሕ ቢሮ ቁፅሪ 34 ምእታዉ ይከኣል

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ 5/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ይዕፀዉ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ሆስፒታል ሱሑል መኣከቢ ኣዳራሽ ተጫረቲ ኣካላት ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ 5/2/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

9 ተጫረቲ ንዝወዳደረዎ ንብረት ማለት ምረኣያ ዘድለዩ እንተኮይኑ ካብ ትካልና መፂእኩም ብምርኣይ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ ንሕብር

10 ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ