1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብክምሉ ቅዳሕ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ቴክኒካል ሰነድ ምስ ዘድሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጎም ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ፋይናንሻል ሰነድ ምስ ዝደሊ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ዓሺጉም ከቅርቡ ዝክእሉ
4 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ኣብ ቴክኒካል ሰነድ ወይድማ ንበይኑ ዓሺጉም ብምቅራብ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ዝክእሉ
6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረተቶኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/1/2018 ዓም ክስብ 11/2/2018 ዓም ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መመርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ
7 እቲ ጨረታ 11/2/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት
8 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዓገትን
9 ቀዋሚ መዓልታዊ በዓል ሞያ ከቅርብ ዝክእል
10 ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948400362 / 0344405806