ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ጳጉሜን 2017 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ቢልቦርድ ስራሕቲ ኣብ ብዝተጠቐሳ ሳይት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከስርሕ ይድሊ።
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቢል ቦርድ ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-01 | o በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ወረዳ ናዕዴር | |
| 2 | ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-02 | O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ወረዳ ሳሓርቲ | |
| 3 | ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-03 | O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ወረዳ ሳምረ | |
| 4 | ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-04 | O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 01 | ወረዳ ናዕዴር |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/13/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/13/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 02/01/2018 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል?
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ