ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ጳጉሜን 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ቢልቦርድ ስራሕቲ ኣብ ብዝተጠቐሳ ሳይት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከስርሕ ይድሊ።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Part Number/መለክዒ/Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ቢል ቦርድ ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-01o በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ01ወረዳ ናዕዴር
2ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-02O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ01ወረዳ ሳሓርቲ
3ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-03O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ01ወረዳ ሳምረ
4ቢል ቦርድ/ታፔላ ስራሕቲ ቁፅሪ-04O በቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ01ወረዳ ናዕዴር


ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 03/13/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/13/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 02/01/2018 ዓ/ም ዕለት ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል?

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ