1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን በብንግዲ ዘፈሩ ናይ 2018 ዓም ግበሪ ዝከፈለ : ቲን ዝተመዝገበ
2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 14/12/2017 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ሐደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
3 ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ ቢበዘርፉ ብር 5000 ኮይኑ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተወሃበ ናይ 2017 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል
6 ሰዓራይ ጨረታ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ከቅርብ ዝክእል
7 እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 30/12/2017 ዓም ሰዓት 4፡00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብር
8 ጨረታ ሳንዱቅ 30/12/2017 ዓም ሰዓት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክቡ ይክፈት
9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 60 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን
10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914788359 / 0914211837 / 0921616187