ናይ ውስን ጨረታ ምልክታ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ City Mall ፕሮጀክት ናይ Form Work ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/12/2017 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።
1. ብዘርፉ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ።
2. ቲን ናምበር ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል።
4. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።
5. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።
6. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።
7. ቅድሚ ሐዚ ዝሰራሕኹምዎ ስራሕ ልምዲ ክተቕርቡ ኣለኩም ስራሕ ልምዲ ዘየቕረበ ካብ ጨረታ ይስረዝ።
መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ
ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ