ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታፕሮፎርማ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ኦዲት ዝግበሩ ስራሕቲ
1. CPV-05 box
2. CRV -01box
3. JV-02 box
4. Sales
4.1 Credit and cash sales 01 box
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግብኦም-
1. ናይ ደገ ኦደተርነት/Extemal Audit ስራሕቲ ንምስራሕ ድ ዘለዎ ትካል::
2. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ.ም ናይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ::
3. ቫትNAT/ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::
4. ኣብ ናይ ማኒፋክቸሪንግ ትካላት ናይ ኦዲት ተሞክሮ ዘለዎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኸእል
5. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/11/2017 ዓ.ም ክሳብ 25/11/2017 ዓ.ም ምኻኑ::
6 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:00 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::
7. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም ተዘይተረኺቦም እቲ ፕሮፎርማ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን::
8. ትካልና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
9. ኣድራሻና ኣብ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ንርከብ
10. ጨረታ ዝኣትወሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ካብ ዕለት 18/11/2017 ዓ.ም ክሳብ 25/11/2017 ዓ.ም
ይኸዉን ::
11. እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ እንተዊዒሉ ቐፂሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888)