Fre Suwat Trading PLC

ን3ይ ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታፕሮፎርማ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ናይ 2017 በጀት ዓመት ኣፈፃፅማ ስራሕቱ ብናይ ደገ ኦዲተር/ External Auditor/ ኦዲት ከስርሕ ስለዝደሊ ብናይ ባዕልኹም ፎርማት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ኦዲት ዝግበሩ ስራሕቲ

1. CPV-05 box

2. CRV -01box

3. JV-02 box

4. Sales

   4.1 Credit and cash sales 01 box

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግብኦም-

1. ናይ ደገ ኦደተርነት/Extemal Audit ስራሕቲ ንምስራሕ ድ ዘለዎ ትካል::

2. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ.ም ናይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ::

3. ቫትNAT/ ተመዝገብቲ ዝኾንኩም::

4. ኣብ ናይ ማኒፋክቸሪንግ ትካላት ናይ ኦዲት ተሞክሮ ዘለዎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ዝኸእል

5. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/11/2017 ዓ.ም ክሳብ 25/11/2017 ዓ.ም ምኻኑ::

6 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:00 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::

7. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም ተዘይተረኺቦም እቲ ፕሮፎርማ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን::

8. ትካልና ነቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

9. ኣድራሻና ኣብ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ንርከብ

10. ጨረታ ዝኣትወሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ካብ ዕለት 18/11/2017 ዓ.ም ክሳብ 25/11/2017 ዓ.ም
ይኸዉን ::

11. እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ካብ ስራሕ ሰዓት ወፃኢ እንተዊዒሉ ቐፂሉ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888)