ምልክታ
ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ ድልየት ዘለኩም አካላት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/07/2025 አፈ ጀሚሩ እስካብ ዕለት 02/08/2025 ናብ ትካልና ብአካል ብምምፃእ እተን መካይን ዝርከባለ አብ SOS ን አብላጪን ዝርከብ ናይ መስፍን ፋብሪካ ብምኻድ ክትሪኡ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና ከምኡውን ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/07/2025 – 02/08/2025 አ.ፈ ብአካል ናብ መስፍን ሓፂን መፂንንኢንጂነ ሪንግ ኮርፖሬት ሳፕላይ ዋና ቢሮ ብምቕራብ ውዕል ብምእሳርን ሙሉእ ክፍሊት ብምኽፋል ትስተናገዱ ምዃኑ እንዳፍለጥና ቀዲሙ ዝመፀ ቅድሚያ ነስተናግድ ኮይኑ ሓደ ሰብ ካብ ሓደ መኪና ንላዕሊ ክዕድግ ዝኽእል ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ። ብተወሳኺ ድማ ክሳብ እተን መካይን ዝሽየጣሉ ጊዜ ዘሎ ናይ መንግስቲ ግብሪ ብትካልና ዝሽፈን እንትኾን ናይ ሽም መዘዋወሪ ክፍሊት ድማ ብዓዳጋይ ዝኽፈል ምዃኑ ንገልፅ።
| S/N | Plate No | Vehicle type | Chassis No | Engine No | Price with Vat (In Birr) |
|---|---|---|---|---|---|
| 1 | TG-3-08400 | Geely Addiss CK 1F 1.3cc | L6T7524S6FN045786 | MR479Q*F6L105335* | 415,800.00 |
| 2 | TG 3-07425 | Saba | LB37824S8EX040961 | JL4G15DEAXL03318 | 522,000.00 |
| 3 | TG 3-04137 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S5BN006438 | MR479Q*B1N291721* | 415,800.00 |
| 4 | TG 3-03399 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S79N077750 | MR479Q*911209376 | 415,800.00 |
| 5 | TG-3-04644 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S9BN006605 | MR479QB8N248705 | 415,800.00 |
| 6 | TG 3-03406 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S89N077742 | MR479Q 911209394 | 366,300.00 |
| 7 | TG 3-03407 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S89N078115 | MR479Q*911209433 | 366,300.00 |
| 8 | TG 3-04912 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S7BN006568 | MR479QB8N248622 | 366,300.00 |
| 9 | TG-3-03235 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S99N077698 | MR479Q*911209365 | 366,300.00 |
| 10 | TG 3-04140 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S3BN006616 | MR479QB1N291720 | 366,300.00 |
| 11 | AA 3-75820 | Geely Addiss CK 08 1.3cc | L6T7524S3BN041821 | MR479Q*B8NZ248765 | 366,300.00 |