ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ቁፅሪ ዕ/ን/ምም/ር/1-2/222/017 

ዕለት12/10/2017 ዓ.ም

ምልክታ ፕሮፎርማ 

ቤት ፅ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2- ኣውላዕሎ ቤት ፅሕፈት ዘ/ቁ/ገ/ልምዓት /ናይ ECD ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ክዕድግ ይደሊ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
18mm chip wood celling /ቹፕድ ስሊንግ 1 ደረጃካፊ440
24*5 zigba batters/ዘጊባ ንችፑድ ሙራ ጣውላ 1 ደረጃቁፅሪ492
3corner list/ኮርነር ሊስተ⁄ኣንጉላር/ 1 ደረጃሜትሮ220

መተሓሳሳቢ

1. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም።

2. ናይ ግብረ ከፋሊ መለለይ ካርድ /ቲንናምበር/፤ መቕረባይነት ካርድ ዘለኩም ።

3. ካብ ዝተቀመጠ ሰፐሰፊኬሽን መግለፂ ወፃኢ ኣመራፂ ምቕማጥን ምሰትክካል ኣይክኣልን ።

4. ኣብ እትመልእዎ ዋጋ ሰርዝ ደርዝ ክህሉው የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዓል ዋና ፌርማ ክፈረመሉ ይግባእ እንተዘይተገይርሉ ውድቂ ይኾውን።

5. እቲ ዝምላእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክሰ /ሻት/እንተሃልዩኩም ዘጠቓለለ ዋጋ ክኸውን ኣሎዎ።

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እውን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ንተከታተሊ 15 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኾውን ።

7. ሰዓራይ ተወዳዳራይ ምሰ ተገለፀሉ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፀ ንብረታት ፅሬቱ ምሰ ተረጋገፀ ዕድጊት ንክፍፅም ምዃና ንሕብር ።

8. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ካብ ዕለት 12/10/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ግዜ7 መዓልቲ ከይተከፈተ ዝፀንሕ ምዃኑ 4:00 ተዓፅዩ 4:30 ይክፈት።

9. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዝመለአ ነጋዳይ ውዕሊ ኣሲሩ ዘቅርብ ምካኑ ፈሊጡ እቲ ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ንብረታት ናይ ብሎኬት መምረትቲ ኣብ ኢድኩም / መክዘን ሰቶር/ ምህላው ኣረጋጊፅኩም ዋጋ ይምልኡ።

10. እቲ ንብረት ሰዓራይ ዝኮነ ነጋዳይ ናብ ወረዳ 2' ኣውላዕሎ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ኣታዊ ገይሩ ናብ 3' ጣብያታት ፉሉይ ቦታ 1. ደብረፅዮን FC 2. ድጉም ቤት ት/ቲ 3. ጉለ ቤት ት/ቲ ብናይ ባዕሌትራንስፖርት ዘጋዓዓዝን መፅዓንን መራገፍን ዝሽፍን ምኳኑ ፈሊጡ ዋጋ ክመልእ ኣለዎ።

11. ን ጨረታ ፕሮፎርማ መክበሪ ብር 5000/ሓሙሽተ ሽሕ ብጥረ ገንዘብ /CPO/ ከትሕዝ ዝክእል ክክውን ኣለዎ።

12. ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ከይዲ ውድድር ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰል ሕሉው ምዃኑ ንሕብር ።


ፕሮፎርማ ዝመለኣ መቅረባይ

ሰም--

ፌርማ-----

ዕለት---