ምልክታ ፕሮፎርማ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገሰፁ ናይ ጀነሬተር ክዕድግ ስለዝደሲ እዚ ቅጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ከተጨዳደረ ይዕድም፡፡
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37136 | 1 | Maintenance Free Battery | Maintenance Free Battery | pcs | 2 |
N.B. For Electrical General 50KVA
ክማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
• ናዶ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ሰርቲፊኬትን ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ከተሓሓዝ ኣለዎ፡፡
▪ እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲሶቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ስቀመጥ ኣሰዎ
• ሰዓራዶ ምስዓሩ ካብ ዝፈሰጠሱ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግሰጋሎት /ኣቅሓ ክህብ ኣሰዎ፡፡
▪ ዘድሊ መረዳእታ ብፓስታ ተዓሺጉ ከመፅል ኣለዎ
• ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሱ ጊዜ ካብ ዕለት 14/10/2017-16/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 11 :00 እዩ::
• ፕሮፎርማ ዝከፈተሱ ዕሰት 17/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ዶኸውን፡፡
• ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ዶኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ሐሰሙ እዩ
• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይከዓ ዕዳጋ ቁዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ከፍሲ ብኣኣሰ ብምምፃእ ምጥያቀን ንርርርማ ቀጥዒ ምውሳድ ይከላሰ፡፡