ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 53/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ናይ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ዘገልግል Bolt and Nu-20*120 ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቱ 22341/ቐ/መ/ ማይ ዕለት 25/9/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋ  ጠ/ ዋጋመብርሂ
1Bolt and Nut-20*120pcs150

NB

- ናይ ዘመነ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 26/9/2017 ዓ.ም ክሳብ 28/9/2017 ዓ.ም

- እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ እለም

ኣድራሻ

- ቤት ጽሕፈት ግል ላሉት ማይ ከተማ መቸስ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407:35