ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ

1 ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ :  ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን : ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት መረዳአታን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእለ

2 ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

3 ሰነድ ጨረታዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 25/9/2017 ዓም ክሳብ 9/10/2017 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን  ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ መከበሪ ናይ ኣቅሑትን መለዋወጢ መኪና ስፔር ፓርት 10000 : ሞተር ሳይክልን 10000 : ሳርፊስ ፖላር ዋዋተር ፓምፕ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 እዚ ጨረታ ዕለት 10/10/2017 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 14 618815 / 0945103045 / 0962661097