ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ

1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ክተቅርቡ እትክእል

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል

4 ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 21/9/2017 ዓም ክስብ 5/10/2017 ዓም ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0341420117  / 0344416570  / 0945825857  0914748486