1 ናይ 2017 ዓም ናይቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ኮይኑ ኣበ ነብሰ ወከፍ ገፅ ፊርማ ሽምን ማህተምን ዘለዎ ክክዉን አለዎ
4 እዚ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ን 7 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ምካኑ ክፍልጥ አለዎ
5 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ከቅርብ ዝክእል
6 እዚ ጨረታ ካብ 11/9/2017 ዓም ቀዳምን ሰንበትን ሐዊሱ ክስብ 20/9/2017 ዓም ኣብ አየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ዘይክፈት ጨረታ ኣይህልዉን
7 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 16000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ቼክ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ኣቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክኣል
9 እቲ ቤት ዕዩ ካብ ነብስወከፍ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914785717