1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፊርማ ኣድራሻን ማህተምን ክገበር አለዎ
2 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ናመበር መቅረባይነትን ካልኦት ዘድልዩ ደኩመንት ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ናይ ጨረታ መከበሪ ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 : ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል 2000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
4 ሰዓሪ ምስተፈለጠ ንዝሰዓሮ ዝርዝር ንብረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
5 ኣብቲ ወድድር ሰዓራይ ኣካል ምስኣሰረ ትሕጃ ሽዑ ንሽዑ ይምለሰሉ
6 ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/8/2017 ዓም ክሳብ 14/9/2017 ዓም ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረትን ምዉሳድ ትክእሉ
7 ሰዓሪ ዉዕሊ ክእስሩ ኣብ ዝተዉሃበ ግዜ ገደብ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ትሓጃ ብምትሓዝ አብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ናይ ሓባር ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ
8 ከይዲ ዉድድር ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ምምኮር ብሕጊ ዝሐትትን ንከይሳተፍ ክሳብ ምእጋድ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ከምዝዉረሰን ስጉምቲ ዘስዕብ ምካኑን ክፈልጡ ይግባእ
9 እቲ ጨረታ ዉደደር ምስተከፈተ ተጫረቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባር ካብቲ ዉድድር ንነብሶም ምግላል ኣይክእሉን
10 ጨረታ ዝከየደሉ ዕለት 14/9/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ካብ ዘካየደሉ ዕለት ጀሚሪ ዋግኡ እስካብ ቀፃሊ 15 መዓልቲታት ዝፀንዐ ይከዉን
12 ካብ ዘፈረ ንግዲ ወፃኢ ምሳታፍ ኣይፍቀድን
13 ሰዓሪ እቲ ንብረት ካብ ዝሰዓሮ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲታት ከረክብ ዝክእል
14 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ምዉሳድ ትክእሉ
15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914589113