ቑፅሪ ዕክንም 101–/2-3/1/01
ዕለት 28/08/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቑ/ፕሮ -55-
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሪክን ናይ መሳርሒ ተኽሊ ኣቅሑ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ8 ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 0
2. 28/08/17 ዓ.ም ክሳብ 30/08/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 01/09/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ
3.ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኸእል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ኣለዎ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን2ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ምስራዝ መሰሉ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ፣ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ዋጋ መምልኢ
| ተቁ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሃ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | መቐምቐሚ ተኸሊ ዓብይ መቐስ | ቁፅሪ | 3 | ||||||
| 2 | ተደፋኢ ዓረብያ ኦርጅናል / | ቁፅሪ | 3 | ||||||
| 3 | ዓብይ ገጀራ | ቁፅሪ | 3 | ||||||
| 4 | ብኤከትሪክ እትሰርሕ መቐምቐሚ ሳዕሪ ማሽን /pangco 1600W/ | ቁፅሪ | 1 | ||||||
| 5 | ብቤንዚን እትሰርሕ መቐምቐሚ ሳዕሪ ማሽን | ቁፅሪ | 1 | ||||||
| ተቁ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሃ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Electric Wire 2.5mm | Elsewder | Roll | 4 | |||||
| 2 | socket | Romet | pcs | 10 | |||||
| 3 | Multimeter battery 9v | Energaizer | pcs | 3 | |||||
| 4 | Plaster | Denka | pcs | 20 | |||||