ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

ጨረታ ብድምፅ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት: 23/8/2017 እዩ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ በቲ ዓዉደ ራሕ ፈቃድ ዘለኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15/8/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 29/8/2017 ዓም ዘይምለሰ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ለካቲት ወይድማ መጋቢት 2017 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 150000 /ሚኢትን ሓምሳን ሽሕ/ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰዓራይ ተጫረቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ወረዳና ከቅርብ ዝክእል

7 አብዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

8 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 30/8/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238  0914735380