ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዘገበ

3 ልዕሊ 100000 ዝኮነ ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለዎን ቲን ናምበር ዘለዎ

4 ናይ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳአታ ዘቅርብ

5 ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000   : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :  ናይ መኪና መለዋወጢ  : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000 ናይ ሰነድ መከበሪ ብጥረ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ክትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ከረክብ አለዎ

7 ሰነድ ጨረታ ኮፒን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ኮፒ ዝብል ፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእል

8 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋሐወሉ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 400 ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ጨረታ ምዉሳድ ይክኣል

9 ሳንዱቅ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914168617 0963577956  0920010920