ሐደ አብ ጣብያ ማይመገልታ ቁሸተ ለተገብርኤል ፍሉይ ሽሙ ራህያ ንመሰተ ማይን ፈልሲ ጣብያን ፍልፍል ምጉልባት ወይድማ Spring development and canal construction ፍቃድ ብርኪ ስራሕ 10ን 9 ዘለዎ ትካል ንግዲ ብትወሳኪ ድማ ንናይ መስኖ ስትራክቸር ኣብ ጣብያ ሰንደዳ ቁሽተ መደገትን ፀበላን ሪዝቫይር ምስ ዝርገሐ ስራሕቲ ካናል ኣብ ጣብያ ማይ መገልታ ቁሸታት ቤት ገብርኤልን ወንቦሮን ዝርከባ ፍልፍል ከበን ፅገና ዝርገሐን ካናልን ፍቃድ ብርኪ ስራሕ 10 ዘለዎ ንእሽታይ ትካል ንግድን ፍቃድ ብርኪ 9 ዘለዎ ትካልን ንግድን ኣብዚ ጨረታ ክወዳደር ይክእል

2 ተጫረቲ ብስራሕቲ ስትራክቸር ማይ ክልተ ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምድን ብተወሳኪ ነቲ ዝስራሕ ስትራክቸር ዝዉዕል ናይ ባዕሉ መሳለጢ አቅሑት ኣቅሪቡ ክሰርሕ ዝክእል ክክዉን አለዎ

3 ተጫረቲ ናይቲ ካናል መጠን ቁልቆለ ቀይሱ ከስርሕ ክክዉን ይግባእ

4 ተጫረቲ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ንቴክኒካል ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒን ድማ ንፋይንንሻል ሰነድ በበይኑ ብፖስታ ብምዕሻግ ብጠቅላላ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ

5 ተጫረቲ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ን2014 ዓም ዝተዉሃበ ደረጃ ዝገልፅ ሰርተፊኬት ከቅርብ ይግባእ

6 ተጫረቲ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ናይ 2017 ዓም ዝተዉሃበ ደረጃ ዝገልፅ ሰርተፊኬት ከቅርብ ይግባእ

7 ተጫረቲ ዝተዉሃቦ ብርኪ ዝተሐደሰ ናይቲ ማሕበር ወይ ትካል ኦርጅናልን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ግዜ ከቅርብ ይግባእ

8 ተጫረቲ ናይቲ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይነት :መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን አተሓሒዙ ከቅርብ ይግባእ

9 ተጫራቲ ንናይ መስኖ ህንፀት ስትራክቸር ማይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ

10 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 እናከፈልኩም 2/7/2017 ዓም ክሳብ 17/7/2017 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት ፅሕፈትና ልምዓት እቶትንምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ፋ/ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል

11 ጨረታ መከበሪ ንሞተርሳይክልን ንህንፀት ስራትራክቸር መሰተ ማይ ንሕድሕዶም ብር  40000 ብር : ንህንፃ ስትራክቸር መሰኖ ማይ ድማ ብር 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብቤሄራዊ ባንኪ ዝተፈቀደ ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ይግባእ

12 እዚ ጨረታ ዕለት 17/7/2017 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅ/ቀትሪ ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ጨረታ ሰነድ ምቅማጥ ኣይፍቀድን

14 ነቲ ጨረታ ኮነ አሉ ዘዛበዓ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ብምግባር ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪዱ ብመምርሒ መሰረት ሕጋዊ ስጉምቲ ይወሰደሉ

15 ተጫረቲ ኣብ ከይዲ ጨረታ ቅሬታ እንተሃልዎ እቲ ጨረታ ካብ ዝትከፈተ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታታሊ ናይ መዓልቲ ቅሬቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እንባ ከቅርብ ይክእል

16 ተጫራታይ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ይኣስር

17 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 14 618815 / 0945103045 / 0923301233