1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናመበር ዘለዎን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ዝኮነን ናይ ወርሒ ለካቲት 2017 ዓም ዲክለር ዝገበረን ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንፅገና መሳርሒ ሕድሳት መስመርን ኢድ መሳርሒን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፉቲንግታት HDP ትፖ መገጣጠሚን 50000/ሓምሳ ሽሕ ቅርሽ/ ብሽም ቤት ፅሕፈትነናከትሕዝ ዝክእል
5 ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ አብ ጥቃ ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 2 ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ
6 ተጫረቲ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ንፁር በቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅድሕን መሊኢ ዓሺጉ ዋናን ቅዳሕ ተባሂሉ ኣብ ሐደ ፖስታ ይፅሓፍ
7 እቲ ጨረታ ብዝተፈለለየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤተ ፅሕፈት ካብ ጨረታ ዋፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዉ ትሕጃ ናብ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከየሳተፉ ይእግድ
8 ናይ ባዕልክ ዝርዝር መቀዓኒ ምድላዋ ምምላእን ኣይፈቀድን
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 25 ሚእታዊ ናይቲ ዝተሰዓረ ንብረት መጠን ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ
10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓለቲታት ይከዉን
11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 28/6/2017 ዓም ክሳብ 19/7/2017 ዓም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
12 እቲ ጨረታ 19/7/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን እብቲ ጨረታ ክክፈት ከሎ ባዕሎም ወይ ወኪሎም ብዘይምርካበመ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
13 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914161243/ 0914411872