1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፉ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንግዲ ምዝገባን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ከቅርብ ዝክእል

2 ብንግዲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ምካኖም ዝተዉሃቦም መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግበሪን ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ መንግስታዊን ዘይምንግስታዊን ዕድጊት ንምስታፍ ዝተዉሃቦም ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ሰርተፊኬት ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ምካኖም ዘርኢ መረዳእታ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ንነብስወከፍ ዝተሐዘ ብስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ 20000 ዒስራሕ ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት እቲ ጨረታ ሳዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ትልምን ንብረት ምምሕዳር መምርሒ ዋና ክፍሊ ዕደጋ ብኣካል ቀሪብካ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ናይ ጨረታ ሰነድ ደምቢ ስርዓት ጨረታን ሰነድ መዓደጊ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ጥራሕ ዋና ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሓላፍነቱ ዝተወሳነ ዉልቀ ማሕበር ዋና ክፈሊ ፋይናንስ ምዉሳድ ይከኣል

8ሰነድ ጨረታ ኣብ አየር ግልፂ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 27/5/2017 ዓም ክሳብ 3/6/2017 ዓም ይከዉን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ ዓዲጎም ዝወስዱ ኣብ መምሊ ዋጋ ብትክክል መሊኦም ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ዋና ቅዳሕን ኣብ ሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ካብ ጠቅለላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ብኣካል ቀሪቦም ከትሕዝ ዝክእል

11 እዚ ጨረታ ዕለት 3/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰዓትተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ወና ቀፅሪ  ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ትካል ካለእ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ዝኮነ ይኩን ተጫረታይ ናይ ትካልና ደምብ ስረዓት ጨረታ ብጥብቂ ከክብር ይግባእ

  ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914178887 / 0911016771