1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ከተቅርቡ እትክእሉ
2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከተቅርቡ እትክእሉ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከተቅርቡ እትክእሉ
4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከተቅርቡ እትክእሉ
5 ናይ ወርሒ ሕደር 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ከተቅረቡ እትክእሉ
6 ሰዓርቲ ጨረታ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ወዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብፅሬት መጠንን ብናይ ባዕለኩም መጎዓዝያ ናብቲ ኮሌጅ ክተቅርቡ እትክእሉ
7 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህትመን ፊርማን ክህልዎ ይገባእ
8 ኣብ ዝኮነ ይኩን ሰነድ ምስትክካል ኣይከኣልን
9 ተጫረቲ ዘይመለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ደጋፉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ካብ 20/5/2017 ዓም ከሳብ 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
10 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 :ኣዉቶ 5000 ቅርሺ :ኣቅሑት ኮምፒተር 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ሓፂን መፂን 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክን 5000 ቅርሺ ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ እትክእሉ
11 እቲ ጨረታ 30/5/2017 ዓም 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሳምረ ደጋፉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት
12 ተጫረቲ ወይድማ ሰብ ዋና እንተዘይተረኪቦም እዉን ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
13 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0945823394