ፕሮፎርማ ምልክታ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ዓይነት ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም። |
ሕቶ ዕደጋ | ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቀፅረ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
36468 | 1 | Nail | #12cm | kg | 60 | |||
2 | Nail | #10cm | kg | 60 | ||||
3 | Nail | #08cm | kg | 60 | ||||
4 | Nail | #06cm | kg | 50 | ||||
5 | Roofing Nail | kg | 80 | |||||
6 | Locker (Pusher) for Doors | pcs | 10 | |||||
7 | Locker (Pusher) for Windows | pcs | 10 | |||||
8 | Soft wire | 1.5mm | kg | 10 |
_ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ፤ቲንናምበር፤ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ቫትን ኮፒ ከተሓሓዝ አለዎ
_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ከቅመጥ ኣለዎ፤
_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቅሓ) ከቕርብ ኣለዎ፤
_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/ 05 /2017 – 19 / 05 /2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00ንጉሆ እዩ።
_ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 19 / 05 /2017 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ይኸውን ።
_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
_ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ዕሕፈትና ብምምፃእ ምጥያቅን ቅጥዒ ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል፡፡