1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናመብር ቫት ተመዘጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕድጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ G1 ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 16/5/2017 ዓም ክሳብ 30/5/2017 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 30/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335