1 በቲ ዘፈር ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
3 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነተ ዘለኩም ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኮንኩም ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 5 ካብ ዕለት 10/5/2017 ዓም ክሳብ 26/5/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕሕ መዓልቲ ምዉሳድ ትክእሉ
7 ሰነድ ጨረቃ ጨርቂ ክፍሊት ሰነድ መግዝኢ ብነፃ ይከዉን
8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዝ ንተከታታሊ 15 መዓልቲ ይከዉን
9 ንሕድሕድ ዝተወዳደርክምሉ ዘፈር መከበሪ ጨረታ ቢድ በንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
10 መወዳደሪ ሰነድ ብዝንበብ ተፃሒፉ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ትካልኩም ሽምን ፊርማን ማሀተምን ክዓርፈሉ ይገባእ
11 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይንኩም እንተረኪብኩም ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ትሕጃ መከበሪ ዉዕሊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት አታዊ ትገብሩ
12 ዝሰዓርክምዎ ንብረት ፅሬቱን ብቅዓቱን ዝሐለወ ኮይኑ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣከሱም ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ በፅሬት ቆፂሩ ከረክብ ዝክእል
13 ብተወዳደርቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ብናይቲ ትካል ዘደላዉ ቅጥዒ ኮይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ማሕተም ዓሪፈዎ ካብ ዕለት 12/5/2017 ዓም ክሳብ 26/5/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
14 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 26/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ተጫረቲ ወይ ባዕሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
15 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓትን እንተዘይቀሪቦም ኣብ ዘየለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
16 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347753134