1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናመበር ዘለዎን ኣብ መቅረባይነት በዝተመዝገበን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ተሓስስ 2017 ዓም ዲክለር ዝገበረን ተጫረቲ ዝመልእዎ ወጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክከዉን አለዎ
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ንቆፀርትን ካልኦትን ናይ ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲን ቼድፒኦ ትፖ መገጣጠሚን መሳርሒ ኢድን 50000/ሓምሳ ሽሕ ቅርሽ/ :መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦትን 20000 /ዒስራ ሽሕ ቅርሺ / ብሽም ቤት ፅሕፈትነናከትሕዝ ዝክእል
5 ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ አብ ጥቃ ባንኪ ኢትዩጰያ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 2 ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ
6 ተጫረቲ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ንፁር በቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅድሕን መሊኢ ዓሺጉ ዋናን ቅዳሕ ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፅሓፍ
7 እቲ ጨረታ ብዝተፈለለየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤተ ፅሕፈት ካብ ጨረታ ዋፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዉ ትሕጃ ናብ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከየሳተፉ ይእግድ
8 ናይ ባዕልክ ዝርዝር መዓኒ ምድላዋ ኣይፈቀድን
9 እቲ ቤት ፅሕፈት 25 ሚእታዊ ናይቲ ዝተሰዓረ ንበረት መጠን ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ
10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓለቲ ይከዉን
11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 6/5/2017 ዓም ክሳብ 22/5/2017 ዓም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
12 እቲ ጨረታ 23/5/2017 ዓም ሰዓት 800 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 830 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን እብቲ ጨረታ ክክፈት ከሎ ባዕሎም ወይ ወኪሎም ብዘይምርካበመ ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
13 ብት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914161243/ 0914411872