ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ ኮንስትራክሽን መሳሪሒ፡ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ፣ ደርሆጨቃዊትን ምጥንቀለብን ውፅኢት መዓድን፣ ናይ ስነ ማዓዛ ብፕሮፎርማ/shopping/ኣሪክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ተጫረቲ ከተማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ተጫረቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊከትን ቲን ናምበርን ዘለኩም፡

2. ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ክከውን ኣለዎ፡

3. ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ሕዳር 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከተቅርቡ እትክእሉ፣

4. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ዝከውን ብ CPO ኮንስትራክሽን መሳረሒ ብር10000፡ ን HDPE ትቦ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ብር 10000፡ ንውፅኢት መዓድን ብ3000፡ ደርሆ'ጨቃዊትን ምጥን ቀለብ ብር 10000፣ናይ ስነ-ማዓዛ ብር 5000 ፣ ከተትሽዙ እትክእሉ፣

5. ተጫረቲ ንብረት ቀርበሉ ማዓልቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ካብ ዝነበርሉ ዕለት ጀሚሩኣብ ውሽጢ 3 ማልቲ ይከውን፡

6. ተጫረቲ ንበክበሪ ውዕሊ 10% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል፣

7. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ስርስ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከውን፣

8. ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መፅዓንን መራገፍን መጎዓዐዝን ኣብ ግምት ዘእተወ ክከውን ኣለዎ፡

9. ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎዶክመንት ሽሞም ፌርማኦምን ማህተሞምን ክዓርፎ ይግባእ፣

10. ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከምኡእውን ዝተማልአ ዶኩመንት ኣብ ዘቅረብሉ ይክፈት፣

11. ጨረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ከዛብዑ ዝፍትኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ንቀፃሊ

ከይሳተፍ ይገብር፣

12. አቲ ውድድር ITEM by ITEM መሸነፋይ ይከውን፣

13. ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 5/05/2017ዓ/ም 11/05/2017ዓ/ምኣብ ወረዳ ሱ/ሳዕሲዕ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን ምም/ርን ይከውን፡

14. ናይ ጨረታ መጠን 20% ክውስክ ወይ ከዓ ክትንስ ይክእል፣

15. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/05/2017 ዓ/ምከይኑ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓሸጉ ኣብ ተመሳሰሊ 4:30 ይክፈት

16. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕለው

እዩ፣

17. ተረቲ ዘይምለስ ብር 100 - ናብ ሒሳብ 1000539501357 ል/እ/ፋ/ም/ርን ወ/ሱ/ሳዕሲዕኣቀዲምኩም ኣታዊ ብምግባር ሰነድ ክትገዝኡ እትክእሉ፡

18. ኣድራሻ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ዞን 01 ኣብ ከባቢ በሪ ሃይ ስኩል ዕን/ምም/ርን ሓቲትኩም ምርካብ

ትክእሉ፡