ን3ይ ግዜ ዝወፅአ ምልክታ ፕሮፎርማ ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብ-ትሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራ ተደጋጋሚ ብፕሮፎርማ ዝወፅአ ኮይኑ ብምኽንያት ስፔክ ዘይምንፃርን ሳምፕል ዘይምዉፃእን ኣብ ዋጋ ኣፈላላይ ብምፍጣሩ ን3 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1.ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መለከ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
01 | Slab mold 1.2m length 0.60m width | 5cm thickness | ቁፅሪ | 40 | ||
02 | Slab mold 1.2m height 0.30m width | 5cm thickness | ቁፅሪ | 40 | ||
03 | ናይቲ ሽቓቕ መቐመጢ እግሪ | ናይ ቀዳዳ ቁመት 30ሳ.ሜ ጎኒ ቀዳዳ 16ሳ.ሜት |
5.እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ 02-06/05/2017ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።
6.ዕለት 07/05/2017ዓ.ም ሰዓት 2:30 ተኸፍቱ ቃለ-ጉባኤል ኦርደርን ናይ ምስራሕ ከይዲ ይህሉ
7.ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፐሮፎረማ ዕድጊት ምስተኸፈተ ን7' ማዕልቲ ይኸዉን::
9. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀምሩ ብተኸታታሊ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ማዓልቲ ዘረክብ::
10. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::
11. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት