ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ  

  1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
  2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 ሰላሳ ቅርሺ ጥራሕ ዝከፍል
  3. ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝጋወሐሉ ዕለት 15/08/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 29/08 2008 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
  4. ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 15/08/2008 ዝዕፀወሉ 29/08 2008 ዓም ሰዓት 4:00
  5. እቲ ጨረታ አብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 29/08 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  6. ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 6
  7. ጨረታ መክበሪ ብር 20000 / ዒስራ ሽሕ/ ብስፒኦ:ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡÂ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
  8. መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽያጥ ምካና
  9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269