- ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
- ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 ሰላሳ ቅርሺ ጥራሕ ዝከፍል
- ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝጋወሐሉ ዕለት 15/08/2008 ዓም ክሳብ ዕለት 29/08 2008 ዓም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
- ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 15/08/2008 ዝዕፀወሉ 29/08 2008 ዓም ሰዓት 4:00
- እቲ ጨረታ አብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 29/08 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 6
- ጨረታ መክበሪ ብር 20000 / ዒስራ ሽሕ/ ብስፒኦ:ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡÂ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
- መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽያጥ ምካና
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269