ግልፂ ጨረታ ምልክታ
መፍለዪ ጨረታ ቁፅሪ NCB/TG/CoWash/GOODS/02/2017
አብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፌደራል ብዝረኸቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል 36/AFRDEV HAND PUMPS with all accessories, cylinder, rod(45m head assy. pvc riser pipe(45m), rop 94m,Spanner, fishing tool, solvent cemert, clearing agent etc./ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ " ብግልፂ ጨረታ ዓዲሙ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ።
ተ/ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ፍሉይ ቦታ ሳይት |
---|---|---|---|---|
1 | 40 /AFRIDEV HAND PUMPS with all accessories, cylinder, rod(45m head 4- assy. pvc riser pipe(45m), rop 94m, Spanner, fishing tool,solvent cemert,clearing agent etc ኣፍሪዴቭ ሃንድ ፓምፕ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪ | ሴት | 36 | ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር |
ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን/i/ ሰርቲፊክት ዘለዎ ቫት ምዝጉባት ዝኾኑ ቫት ዲክሌሬሽን ናይ ወርሒ ሓምለ 2016 ዓ/ም ዘቕርቡ፣
2. ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን እዚ ናይ ዕድመ ደብዳቤ ብድምፂ ወያነ ብሄራዊ ራድዮ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮና መዝገብ ቤት ካብ ዕለት 25/02/2017 ጀሚሩ - ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይካአል ::
3. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 50.000.00 (ሓምሳ ሽሕ ብር )ብመልክዕ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ጋራንቲ ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ ኣታሓሒዙ ከቕርብ ይኸእል::
4. እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/03/2017 ዓ/ም ሰዓት3፡15 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኸፈት።
5. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናል ቴክኒካልን ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ከምኡውን 01 ኮፒ ቴክኒካል 2 ኮፒ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተአሸገ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ኦሪጂናልን ኮፒ ተባሂሉ ብግልፂ ከቐርብ ኣለዎ ፣
6. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡
7. አድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ
8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስኪ ቑፅሪ 0914723753/0920326084 ምድዋል ይከአል
ናይ ጨረታ መኽፈቲን መዕፀዊን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ዘሎ ናይ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝኸፈት ይኸዉን።