1 ናይ 2016 ን 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲን መቅረባይነትን ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡ ምኮኑ ሰነድ ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላራሰዩን ናይ ወርሒ ነሐሰ መስረልም ዲክረ ዝገብረሉ ዘተሓሓዝ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ ሕርሻ ሽረ እነዳስላሴ ክትወስዱ ትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ዝቀርብ ዝርዝር ንብረት ኩሉ ደረጁ ዝሐለወ ኮይኑ ቀዳማይ ደረጃ የከዉን

8 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/1/2017 ዓም ከሳብ 14/2/2017 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/2/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:40 ይክፈት

10 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ወይ ግልፅነተ እንተጎዲልዎ ብክፋል ወይ ብሙሉ ይስረዝ

12 ትካልና ንብረት ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ብጨረታ ዝሰዓር ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ትካልና የቅርብ እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344443173 / 0914782962