ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ ስነ-ፅባቐ
| ተ.ቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር | መፍለዪ ቑፅሪ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ማርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብ | ሳ | ብ | ሳ | ||||||
| 01 | ሻምም ናይ ፀጉራ | በዓል 5 ሊትር | ቁፅሪ | 10 | |||||
| 02 | ዘኒት ቅብኣት ዓብዩ | 48 ዝሕዘ | ቁፅሪ | 01 | |||||
| 03 | ኮንድሽነር | 700ml | ቁፅሪ | 10 | |||||
| 04 | ቀለም ናይ ፀጉራ | ሜሽ ኦሪጅናል pixxel | ቁፅሪ | 25 | |||||
| 05 | ስክራብ | ዕረ ዕርዲ ማዓር ማእከላይ 150ml | ቁፅሪ | 25 | |||||
| 06 | ሰፕረይ ናይ ፀጉሪ | ኦሊቭ ኦይል | ቁፅሪ | 25 | |||||
| 07 | ኦሞ | ባዓለ 1 ኪሎ ግራም | ቁፅሪ | 15 | |||||
ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ:: ኣብዚ ፕሮፌርማ ዝግበር ጨረታ ከማስኡዝግበኦም ረቃሕታት:
❖ በቲ ዘርፌ ሕጋዊ ናይ 2016ን ዓ/ም ዝተሃደሰ ንገዲ ፈቃድ ዘለዎ።
❖ አዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልገል::
❖ ናይ ግብሪ ከፋሳይነት መሰስ ቁፅሪ ዘለዎ።
❖ ናይ 2016 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።
❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮስጅና ከቕርብ ዝኽእል።
❖ ተጫረቲ መወዳዳሪኹም ካብ 04/10/2016ዓ/ም ክሳብ 07/10/2016 ዓ/ም ሰነድ ብምውሳድ ብፖስታ ዓሺገኩም ክትወዳደሩ ትኽአሱ ኢኹም፡፡
❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወስ ዕለት 07/10/2016 ሰዓት 3:30 ቅ/ስ
❖ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሱ ሰሰት 07/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰ ይኸውን ፤፤
❖ ትካስ ዝሖሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሱአ ኾነ ብኸፊል አቲ ጨረታ ምስራዝ መሰስ ዝተሓለወ አዩ።
❖ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣልዩ