1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን : ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/: መቅረባይነት ሰርተፊኬት :ናይ ተወሳኺ እሴተ ታክስ /VAT/ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ጥሪ /2016ዓ/ም ወርሓዊ ድክሌር መረዳእታን ከቅርብ ዝክእል
2 መቅረባይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ድሕሪ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዘሸነፎ ንብረት ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ከቕርብ ዝኽእል::
3 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ነብሰ ወክፍ ገፅ ሰነድ ጨረታ ናይቲ መቅረባይ ትካል ሽምን ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ብምግባር ምቅራብ ዝክእል::
4 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 እናኸፈልኵም ካብ ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ደ /ከ /ስ / ዕ ፋ/ንብረት /ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3 ብምዉሳድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነኒበይኑ ብሽምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ካብ 3/7/ 2016 ክሳብ 18/7/2016 ዓ/ም ምእተዉ ትክእሉ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/7/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት ንሱ ሰዓት 4:30 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘይ ምቅራቦም ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ወይ እዉን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህልዉን
6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ኣብ ዘለዉ 30 መዓልቲ ይከዉን
7 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንነብሰወከፍ ሰነድ ጨረታ መከበሪ ዝምለስ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ካብ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ኣፍለጦ ዝተዉሃቦ ባንኪ ብዝትረጋገፀ ስፒኦ አቀደሚ ከትሕዝ ዝክእል
8 ኮሌጅና ኣብ ሕድሕድ በዝሒ ንብረት 20 ምእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል
9 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 034 777 1828