በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቐኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መበርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ዘመናዊ ኬንዳ ኤግዝቢኸን | |||||
ስፍሓቱ 33 ሜትሮ | ቁፅሪ | 100 | ||||
ስፍሓቱ 10*20 ሜትሮ | ቁፅሪ | 02 | ||||
ስፍሓቱ 44 ሜትሮ | ቁፅሪ | 30 | ||||
2 | ባሎን (Arc Balon) | ቁፅሪ | 01 | |||
3 | ዲኮር (ኣብ መእተዊ በሪን ስቴጅን) | ሴት | 01 | |||
4 | ዲጄ ምስ ሳውንድ ሲስተሙን ስቴጅን | ሴት | 01 |
በዝሒ ናውቲ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኽእል እዩ
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ፣
2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ/T/ ሰርትፍኬት ዘለዎ፣
3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተምን፣ ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ፣
4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ፣
5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕለ ካብ ዕለት 13-15/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 15/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ድ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል፤
6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
Tel: +251 344 414473/416554 E-mail: mekellechamber2016@gmail.com, Website: chambermekelle.com. ciation Mobile: +251 920174989/914753503 P.0.Box - 503