Sur Construction PLC

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 25 ታሕሳስ 2016 ዓም ከሳብ 16 ጥሪ 2016 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ መንገዲ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ሎጅሰቲክስ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ 17 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለተ እዉን 17 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ምኮኑ ክንገልፅ ንፈቱ