1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መለለይ ከፋላይ ግብሪ ወይድማ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር መሳርሒ ህንፃ ሕትመትን ካልኦትን ዝሐወሰ ቫተ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ሪፖርት ወይድማ ቫት ድክሊር ዝገበርክምሉ ንኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸር መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ህንፃ: ሕትመትን መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 50 ቅርሺ
2 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 8 ታሕሳስ 2016 ዓም ክሳብ ዕለት 23 ታሐሳስ 2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ
8 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ልክዕ ሰዓት 4:30 ዕለት 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ድማ ይከፈት
9 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣበ ሰራሕ ሰዓተ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኮንኩም ንሕብር
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
0926698234