ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተካናተርቲ ዝተወሃቦም ምዝገባ ካርዲ

2 ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ፣ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ፣ወረቀት መቅረባይነት ምስክር

3  ወረቀት ምስክር  ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ፣ ምዝገባ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

4 መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን  መጓዕዝያን ወረዳ ፀለምቲ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 46 62 03 74