ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም ቲን ቁፅሪ ከከም ዓይነቱ ንብረት ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለሰ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

4 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጡ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 25/09/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቀደማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይካኣል

6  እዚ ጨረታ 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡45 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት።

7 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮኒክስ ዊልቸርን ክራንችን 3000.00 ቅርሺ ፣ ንጉድኣት ኣካል ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናዉቲ 10,000.00 ቅርሺብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ።

8 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምዃኑ ብደብደቤ ካብ ዝተገለፁሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

9 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል።

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-403477/0344408299 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።