1 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል
3 ናይ ቀረባ እዋን ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝኽእል
4 መኸበሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሒን መኪና መለዋወጢ ኣቅሑን ንሕድሕዶም 3000 ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ይግባእ
5 ዝሰዓርክዎም ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ተቕርቡ
6 ተጫረቲ ዝምልከቶኩም ናይ ጨረታ ሰነድ ሕድሕዶም 50 ዘይምለስ እናኸፈልኩም ኩሉሻዕ ብስራሕ ሰዓት ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 02/10/2012ዓ/ም ኣብ ኮሌጅና ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ
7 እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 02/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት
8 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተዋሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 07 49/ 03 45 51 00 28