ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ናይ ቫት (VAT) ምዝገባን ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓ.ም ዲክሌር ዝገበርሉ ቅዳሕን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ናይ ጨረታ ውሕስና 5,000 ብር ብስፒኦ (CPO) ወይ ባንኪ ቼክ ምስ ምቕራብ፣ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 308 ምውሳድ ይክኣል።
* እቲ ጨረታ ካብ 27/12/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ን10 ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ በብዕለቱ 4/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት።
* ስዒሩ ዝተፈልጠ ትካል ነቲ ካፌተሪያ ዝኸውን ሙሉእ ንብረት ባዕሉ ዝሸፍን ኮይኑ፣ ፍሉጥ ምስተገበረ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልትታት ስራሕ ክጅምር ኣለዎ።

1 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ፡ ተመዝጋቢ ቫት ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ሐምለ 2018 ዓም ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዉሕስና ጨረታ 5000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 27/12/ 2018 ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ትካል ዘዳለወ ስፐስፊኬሽ መሰረት ብምግባር ፋይናንሻልን ዝተዓሸገ መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 4/1/2019 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ደብሪ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ኣዳራሽ ይክፈት

7 ነቲ ካፈተሪያ ዝከዉን መሉእ ንብረት እቲ ተጫሪቱ ዝሰዓረ ትካል ካብ ባዕሉ የቅርብ

8 ትካልና ዝቅርቦም ነቲ ካፊተሪ ዝከዉን ገዛ መብራህቲን ብነፃ ክፍሊት የቅርብ ማይ ኣብ ትካል ተጠፊኡ ሰዓራይ ጨረታ ብዓል የቅርብ ነቲ ካፈተሪያ ዝከዉን ዘቅርብ ንብረት ብዝርዝር የቅርብ

9 ሰዓራይ እቲ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ስርሑ ይጅምር

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 /46