ፕሮፎርማ ምልክታ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር ዓመታዊ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንዓመት ውዕሊ አሲሩ ከፅግን ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
| ተቃ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description) | መፍለይይ /specificalion/ | መለኪዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስሊንደር ዘይቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 2 | ስሲንደር በቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 3 | ኢምፖርትድ ተሰሓቢ ቑልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 4 | ናይ ድረመር ብረት ቑፅፊ መቀየሪ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 5 | ሰልፍ ብላ ሰፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 6 | ሸልፍ ሓፂን ቑልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 7 | ፋይል ካብነት ብልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 8 | ኮምፕሊት ናይ በሪ ቑልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 9 | ተሽከርካሪ ወንበር ምስ ናይ ኢድ ዋጋ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 10 | አምሮትድ መላ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 11 | ድረር ናይ ተሓቢ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 12 | ደረቅ ወንበር | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 13 | ናይ በራ ቮልፍ | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 14 | ፋይል ካብኔት | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 15 | ሸልፍ በዓል ሓፂን | ቑፅሪ | 1 | |||||
| 16 | ሸልፍ በዓል ሓጢ | ቑፅሪ | 1 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት
1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።
2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል
4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።
4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡
5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''
6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡
7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914032454/910709404 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡