በትግራይ ክልል ጊዜያዊ አስተዳደር የዉሃና ኢነርጂ ቢሮ

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርንቸር ዓመታዊ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንዓመት ውዕሊ አሲሩ ከፅግን ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተቃናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description)መፍለይይ /specificalion/መለኪዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ስሊንደር ዘይቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
2ስሲንደር በቅረፅ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
3ኢምፖርትድ ተሰሓቢ ቑልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
4ናይ ድረመር ብረት ቑፅፊ መቀየሪ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
5ሰልፍ ብላ ሰፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
6ሸልፍ ሓፂን ቑልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
7ፋይል ካብነት ብልፊ ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
8ኮምፕሊት ናይ በሪ ቑልፊ ምቅያር ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
9ተሽከርካሪ ወንበር ምስ ናይ ኢድ ዋጋቑፅሪ1
10አምሮትድ መላቑፅሪ1
11ድረር ናይ ተሓቢቑፅሪ1
12ደረቅ ወንበርቑፅሪ1
13ናይ በራ ቮልፍቑፅሪ1
14ፋይል ካብኔትቑፅሪ1
15ሸልፍ በዓል ሓፂንቑፅሪ1
16ሸልፍ በዓል ሓጢቑፅሪ1

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት

1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል

4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914032454/910709404 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡