ለምለም ዳዕሮ ቀደማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

ቁፅሪ ለደ1/1801/35

ዕለት 7/ 11/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ን2ይግዜ

ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ሙሉእ ቐ/ብርኪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ትርከብ ኮይና ንፅሕፈት ግልጋት ዝውዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና እዲጊት ክንፍፅም ንደሊ ስለዚ ብሮፎርማ ትወዳደሩ ትደሊዩ ቡዚ ዘርፍ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝርዝር ተደላይ ረቑሓ

1. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይዚ ዓመት እዚ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ፕሮፎርማ ካብ 8/11/2018 ክሳብ 10/11/2018 ክሳብ ሰዓት 4:00 ታዓሽጉ ሰዓት 4:30 ይክፈት::

3. ናይ ተወዳዳራይ ስም ፊርማ ማሕተም: ኣድራሸኦም ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ክእሉ አለዎም፡፡

4. ሳኣራይ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ቤት ት/ቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ይገብር

5. ዋጋ ፅንዓቱ አዙይ ፕሮፎርማ ካብ ዝወዖኦሉ ምስ ተከፈተ ንሸውዓተ ተከታታሊ መዓልቲ ይፀንሕ::

6. ንብረት ዝግዘአሎም ሜላ ዕደጋ ሕድሕድ ዋጋ ዝነኣሰ ዝመለአ ኣሸናፊ ይኸውን ::

ሪጋዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ደስጣ ወረቐት ልሙዕLaola80 ግራም40
2ሰማያዊ እስክርቢቶPensan(2021)ብባኬት10
3ቀይሕ እስክርቢቶPensan(2021)ብባኬት10
4ፕሪተር ቀለም80Aብቑፅሪ10
5ዳስተርኦሜጋብቑፅሪ30

ስልኪ ቁፅሪ 0904881454

ጥቃ ናይ መናሃርያ ነባር

ብሚላኖ ሆቴል ኣቲካ