ቁፅሪ ለደ1/1801/35
ዕለት 7/ 11/2018 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ን2ይግዜ
ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ሙሉእ ቐ/ብርኪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ትርከብ ኮይና ንፅሕፈት ግልጋት ዝውዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና እዲጊት ክንፍፅም ንደሊ ስለዚ ብሮፎርማ ትወዳደሩ ትደሊዩ ቡዚ ዘርፍ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝርዝር ተደላይ ረቑሓ
1. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይዚ ዓመት እዚ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2. ፕሮፎርማ ካብ 8/11/2018 ክሳብ 10/11/2018 ክሳብ ሰዓት 4:00 ታዓሽጉ ሰዓት 4:30 ይክፈት::
3. ናይ ተወዳዳራይ ስም ፊርማ ማሕተም: ኣድራሸኦም ብዝተዓሸገ ፓስታ ከቅርቡ ክእሉ አለዎም፡፡
4. ሳኣራይ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ቤት ት/ቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣታዊ ይገብር
5. ዋጋ ፅንዓቱ አዙይ ፕሮፎርማ ካብ ዝወዖኦሉ ምስ ተከፈተ ንሸውዓተ ተከታታሊ መዓልቲ ይፀንሕ::
6. ንብረት ዝግዘአሎም ሜላ ዕደጋ ሕድሕድ ዋጋ ዝነኣሰ ዝመለአ ኣሸናፊ ይኸውን ::
| ሪጋ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለኪዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ደስጣ ወረቐት ልሙዕ | Laola | 80 ግራም | 40 | ||
| 2 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | Pensan(2021) | ብባኬት | 10 | ||
| 3 | ቀይሕ እስክርቢቶ | Pensan(2021) | ብባኬት | 10 | ||
| 4 | ፕሪተር ቀለም | 80A | ብቑፅሪ | 10 | ||
| 5 | ዳስተር | ኦሜጋ | ብቑፅሪ | 30 |
ስልኪ ቁፅሪ 0904881454
ጥቃ ናይ መናሃርያ ነባር
ብሚላኖ ሆቴል ኣቲካ