ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 4 ብምምፃእ ምዉሳድ ትክእሉ

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፅንሐሉ ንተከታታሊ መዓልቲ ካብ 14/10/2018 ዓም ክስብ 29/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

3 ተጫረቲ መክብሪ ጨረታ 4000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝላዐለ ዋገ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን

5 ተጫረቲ ነቲ ንብረት በኣካል እንዳመፃእኩም ክትሪእዉ አለኩም

6 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ገንዘብ ከፊሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ የልዕል

7 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን

8 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943668925