ምልክታ ፕሮፎርማ
ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ ናይዚ ፍቃድ ዘለዎም ኣወዳድራ ክተስርሕ ስለዝደየት ነዚ ክተወዳደሩ እትኽእሉ ነዘም ዝስዕቡ እንተማልኡ ፡-
| ተ.ቀ | ክስርሑ ዝግበኣም | መጠን | ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ቲክቶክ | 244K | ||
| 2 | ፊስቡክ | 360K | ||
| 3 | ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግ |
መተሓሳሰቢ
· ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደስኩም
· ደርጅኡም ዝሓለወ ካሜራ ድምፂ መቅረፂ ላይት ከቅርብ ዝክእል
· ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዝተማልኡ ፕሮፎርማ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቅርብ ኣለዎም
· ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን
· ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ነቲ ፕሮፎርም ብኽፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ኣድራሻ፡ ጅብሩኽ ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት ወይ ፊትንፊት ባንኪ ኦሮምያ
0342419051/0978969899/0914313361