⚡ AI Quick Summary
• **ዕላማ ጨረታ፡** ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ንማሕበራዊ ሚዲያ (ቲክቶክ፣ ፌስቡክ) መፋለጢ ከምኡ እውን ናይ ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግን ኣገልግሎት ዝህቡ ተወዳደርቲ ይደሊ።
• **መደለዪ ብቕዓት፡** ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎምን ናይ 2018 ዓ.ም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን ክሆኑ ኣለዎም።
• **ተድላይ መሳረሒታት፡** ደረጃኡ ዝሓለወ ካሜራ፣ ናይ ድምፂ መቕረፂን ላይትን ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
• **ሁኔታታት ፕሮፎርማ፡** ዝቐርብ ፕሮፎርማ ብዘይ ዝኾነ ስርዝ ድልዝን ምስቲ ዝተሓተተ ስፐሲፊኬሽን ጥራሕ ዝተማልአን ክኸውን ይግባእ።
• **ኣድራሻን ቴሌፎንን፡** ጅብሩኽ (ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት)፤ ስልኪ፡ 0342419051 / 0978969899 / 0914313361።

ምልክታ ፕሮፎርማ
ወለላ ዕቋርን ልቃሕን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ/ስ/ማ ንሚድያ መፋለጢ ዝከውን አብ ሶሻል ሚድያ ንዝነጥፉ ሰባት ናይ ቲክቶክን ፊስብክን ንምስራሕ ናይዚ ፍቃድ ዘለዎም ኣወዳድራ ክተስርሕ ስለዝደየት ነዚ ክተወዳደሩ እትኽእሉ ነዘም ዝስዕቡ እንተማልኡ ፡-
| ተ.ቀ | ክስርሑ ዝግበኣም | መጠን | ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | ቲክቶክ | 244K | ||
| 2 | ፊስቡክ | 360K | ||
| 3 | ቪዲዮ ቀረፃን ኢዲቲንግ |
መተሓሳሰቢ
· ብሚዲያ ፕሮሞሽን ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2018 ዓ/ም ዘሐደስኩም
· ደርጅኡም ዝሓለወ ካሜራ ድምፂ መቅረፂ ላይት ከቅርብ ዝክእል
· ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዝተማልኡ ፕሮፎርማ ብዘይ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ከቅርብ ኣለዎም
· ተወዳደርቲ ካብ ዝቐረበ ስፐሲፊኬሽን ወፃኢ እንተመሊኦም ተቐባልነት የብሉን
· ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ነቲ ፕሮፎርም ብኽፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ
ኣድራሻ፡ ጅብሩኽ ከባቢ መሳፈሪ ታክሲ 18/ምድረ ገነት ወይ ፊትንፊት ባንኪ ኦሮምያ
0342419051/0978969899/0914313361